Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ።

ሰራሕተኛታት ነብሲ ኣድሕን ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ምንቅጥቃዕ መሬት ብኣቦራ ዝተሸፈኑ ከተማታት እንትፀርያ ብህይወት ዝተረፉ ሓደ ህን፣ ሓንቲ ጔል ኣነስተይቲን ክልተ ኣዋዳተን ብህይወት ከምዝተረኸቡ  ዌስት ሜዝ ፀብፂቡ።

ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልተ ሃገራት ዘጋጠመ መንቅጥቃጥ መሬት ኣስታት 44 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።

ካብዚኦም እቶም 38 ሺሕን 44 ኣብ ቱርኪ ከምዝኾኑ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.