Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ-ስፖርተኛታት ጉስጢት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ ክብላ ስፖርተኛታት ጉስጢት ገሊፀን።

እተን ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ወርቂ ዘርከባ ስፖርተኛታት እተቲ ዓውዲ ቤተልሄም ገዛኸኝን ቤተል ወልዴ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ድሕሪ ዓመታት ብጉስጢት ስፖርት ደቂ ኣኒስቲዮ ሽም ሃገረን ብምፅወዐን ምሕጓሰን ገሊፀን።

እቲ መድረኽ፥ ንኣትሌታት ፈላማይ ዓለም ለኻዊ ውድድር ምስ ምዃኑን ኣብ ኣክራ ዝነበረ ኣፀጋሚ ኩነታት ከይበደሀንን ተጋጠምተን ምርተዐን ተዛሪበን።

ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ውድድራት ውፅኢት ንምምዝጋብ ከምዝሰርሓ እውን ሓቢረን።

እቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ዝገብር ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ይኹን እንበር ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ጠመተ ትሑት ከምዝኾነ ኣብሪሀን።

ስለዝኾነ ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.