Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና-ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና ክብል ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዋና ዳይሬክተር ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካን ኢብራሂማ ዲዮንግ ዘቲዮም።

ሚኒስቴር ግብርናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኢትዮጵያ ጠንካራ ስርዓት ግብርና ንምህናፅ ምስቲ ግሩፕ ብምትሕብባር ንምስራሕ ደልዋት ከምዝኾኑ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣረዲኦም።

ኢብራሂማ ዲዮንግ ብግደኦም፥ ኢትዮጵያ ኣባል ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ ሰለዝኾነት ምስ ሚኒስቴር ገብርናን መንግስቲን ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክስራሕ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.