Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ መስ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ መስ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም አሰፋ (ዶ/ር) ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ብቐንዱ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹእነት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ጠመተ ዝገበረ ከምዘኾነ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ልዑል ኩነታት ምዕባለ ከምዘለዋ ብምግላፅ፥ እዚ ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእሉ ዕድላት ከምዘለዉ እተን ሚኒስትር ኣብሪሀን።

ግብርና፣ ዕደና፣ መፍረይነት፣ ምውህሃድ ግብርናን ካልኦት ካብ ኣገልግሎትን ቱሪዝምን ዝርከቡ ሰፋሕቲ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዝሓዘ ብዙሕ መተባብዒ ንሰብ ሃፍቲ ኣብ ምጥዕዕም ዘላ ሃገር ኢያ እውን ኢለን።

መንገስቲ ዓውዲ ውልቀ ንምድጋፍን ኣብ ኢኮኖሚ ዘሎ ብፅሒት ክብ ንምባልን ፖሊሲታት ካብ ምምሕያሽ ጀሚሩ ብዙሓት ሪፎርምታት ይገብር ከምዘሎ ምብረሀን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.