Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ።

እቲ ማእኸል፥ ብፓዮኒር ዲያግኖስቲክስ ማእኸልን “ረዳት ሄልዝ ኬር” ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውቀ ማሕበርን ብዝተብሃሉ ትካላት ኢዩ ተጀሚሩ ተባሂሉ።

እቲ ማእኸል ነቲ ኣገልግሎት ዘውፅኦ ልዑል ወፃኢ ብምቕናስ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምትራፍ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኣገልግሎት ሽፋን ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ብዓቕሚ መንግስቲ ጥራሕ ዝሽፈት ብዘይምዃኑ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ኢለን።

መንግስቲ ሰለስተ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር”  ንምህናፅ ቅድመ ምድላዉ ብምዝዛም ናብ ተግባር ምእታዉ ተዛሪበን።

ብታሪኩ ወ/ሰንበት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.