Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ብ10 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተሃነፁ 2 ሺሕ 700 መንበሪ ኣባይቲ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ብ10 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተሃነፁ ንሰራሕተኛታት ዘተኣናግዱ 2 ሺሕ 700 መንበሪ ኣባይቲ ተመሪቖም።

ኣብ ውሽጢ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት፥ ሺንትስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ደቡብ ኮሪያ ብ10 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝሃነፆምን 2 ሺሕ 700 ሰራሕተኛታት ዘተኣናግዱን መንበሪ ኣባይቲ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተመረቑ ካብ ኮርፖሬሽን ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.