Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣውሮፓ ለበዳ ኮቪድ19 ይስፋሕፋሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ19 ሕይወቶም ዝስእኑ ቁፅሪ ዜጋታት ብ10 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።

ኣህጉር ኣውሮፓ፥ ካብ ካልኦት ክፍለዓለማት ብዝተፈለየ መልክዑ ዝርገሐን እቲ ቫይረስን በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ ሰባትን ቁፅሪ እናወሰኸ ዝኸደሉ ኣህጉር ኮይኑ ተባሂሉ፡፡

ከም ሰሙናዊ ፀብፃብ ኤጀንሲ ጥዕና ውድብ ሕቡራት መንግስታት እንተኾይኑ፥ ኣብዚ ሰሙን ብብርኪ ዓለም 3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሰባት ቫይረስ ኮቪድ19 ተረኺቡዎም።

ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ እቶም 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ሰባት ካብ ኣህጉር ኣውሮፓ ከምዝኾኑ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.