Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ።

እቶም ኣባይቲ ኣብ ትሑት ናብራ ነዝነብሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ኢዮም ተባሂሉ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልኽቲ፥ ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ   G+4 ሀንፃታት 160 ኣባይቲ ዘለውዎ ኣርባዕተ ህንፃ ሀንፀት ኣጀሚርና ኣለና አለን።

ወፃኢታት ህንፀት እቶም ኣባይቲ ብሰብ ሃፍቲ ከምዝሽፈን ሓቢረን።

ኣያት ሪል ስቴት፣ ኣልሳም ሪልስቴት፣ ኣምደሁን ጠቅላላ ንግድ፣ ጊፍት ሪልስቴትን ኤም ኤስ ደብሊውሆራ ትሬዲንግን እቲ ወፃኢ ከምዝሽፍንዎ ድማ ሓቢረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.