Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዘመትቲ ቤተሰብ ዝራእቲ ዝእክቡ 30 ሺሕ መምራንን ተምሃሮን ምፍናው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዘመትቲ ቤተሰብ ዝራእቲ ዝእክቡ 30 ሺሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ምፍናው ይግበር ኣሎ።

ሚኒስቴር ትምህርቲ ንዝተወሰነ እዋን ትምህርቲ ተዓፅዩ ዝራእቲ ዘመትቲ ሓረስቶት ንኽእከብ ውሳነ ምሕላፉ ይዝከር፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ወፍሪ ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ናይ ዘመትቲ ቤተሰብ ዝራእቲ ንምእካብ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናዋፈረ ዝርከብ፡፡

ብመሰረት እዚ እቲ ቢሮ ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ዝእክቡ 30 ሺሕ ተምሃሮ፣ መምራን፣ ሰብሞያ ትምህርቲን ኣመራርሓታትን ምፍናው ይግበር ኣሎ፡፡

ብሃበነዮም ሲሳይ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.