Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መፃኢ ሰንበት 2 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መፃኢ ሰንበት ኣብ ሓደ መዓልቲ 2 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ተገሊፁ።

ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፥ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ካብ ኑጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ኣብ ሓደ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 2 ሚሊየን ከምዝሳለጥ ኣፍሊጡ ኣሎ።

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ዓሸራ ንኻሳተፉ ድማ እቲ ቤት ፅሕፈት ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.