Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ክፍለ ከተማ ብልምዲ “ምን አለሽ ተራ” ባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ተወሊዑ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ብልምዲ “ምን አለሽ ተራ” ባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ተወሊዑ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ።

ኣብ ዝተወለዐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዕንወት ንብረት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ሰራሕተኛታት ምክልኻል ሃንደበታዊ ሓደጋ፣ ወለንታውያን መናእሰይ እቲ ከባቢን ሓይሊታት ፀፅታን ብዝገበሩዎ ርብርብ ዝኸፍአ ጉድኣት እንተየስዐበ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓል ተኻኢሉ።

ዝርዝር ሓበሬታ መበገሲ እቲ ሓደጋን መጠን ዝዓነወ ንብረትን እናተፃረየ ከምዝኾነ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ክፍለ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.