Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኤግዚብሽን ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ስታርት ኣፖት መወዳደሪ ስራሕቶም ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤግዚብሽን ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ስታርት ኣፖት መወዳደሪ ስራሕቶም ኣቕሪቦም።

ቀፃሊ ቀዳም ኣብ ዝዛዘም ውድድር ስታርት ኣፓት ዝቐርቡ 20 ስታርት ኣፓት ኢዮም ስራሕቶም ኣቕሪቦም።

ንውድድር ዝቐረቡ ስራሕቲ ስታርት ኣፓት ብዝተፈላለዩ መገዲታት ፀገማት ማሕበረሰብ ክፈትሑ ዝኽእሉ ከምዝኾኑ እቶም ተወዳደርቲ ገሊፆም።

በቲ ውድድር ዝሓለፉ ተወዳደርቲ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ውፅኢቶም ነክፈልጡ ከምዝግበር ተሓቢሩ።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.