Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ካናዳ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ገሊፁ።
ኣብታ ሃገር ፍልይቲ መልእኽተኛ ኢትዮጵያን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ናሲሲ ጫሊ፥ ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንህንፀት ህዳሰ ግድብ ግንባታ ዝገብርዎ ዘለዉ ተኸታታሊ እቶት አመስጊነን።
ኣዚ ዓመት ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ድማ ገሊፀን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.