Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሶማሌ ብልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝተሃንፀ ባንኪ ደም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ኡስማን ኣብቲ ክልል ብልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝተሃንፀ ባንኪ ደም መሪቖም።

ኣብቲ ክልል ሓደ ባንኪ ደም ጥራሕ ዝነበረ እንትኸወነ፥ ድሕሪ ለውጢ ሰለስተ በምውሳኽ ናብ ኣርባዕተ ከብ ከምዝበለ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ሶማሌ ዶክተር ሸርማርኬ ሸሪፍ ገሊፆም።

ብተመሳሳሊ ብልዕሊ 7 ሚሊየን ዝስተሃነፀ ዕዳጋ አነስሳት እውን ተመሪቑ።

ካብዚ ሓሊፉ ብልዕል 146 ሚሊየን ዝህነፅ መገዲ ፀፀር ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.