Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወፍሪ ህልውና ሞያዊ ኣገልግሎት ንዝህቡ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሞያዊ ኣገልግሎት ንዝህቡ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ገይሩ።

እቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ንዝተውፃእፅኡን ሞያዊ ሓገዝ ንዝገብሩን ሰብ ሞያ ጥዕና ኢዩ ን7ይ ግዘ ምፍናው ገይሩ ዘሎ።

ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ፣ ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ሙሉጌታ እንዳለን  ኣባላት ማኔጅመንት እቲ ቢሮን ኣብ ዝተረኸቡሉ ነቶም ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ከምዝተገበረ ግዜኢ ፀብጺቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.