Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ሜትሮ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን።

6ይ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ቱኒዚያ ሃማማት ምክያድ ተጀሚሩ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ÷ ሮቤ ዳዲ 1ይቲ፣ የኔነሽ ሽመክት 2ይቲ ከምኡ እውን ትነበብ ኣስረስ 3ይቲ ብምውፃእ ተዓዊተን፡፡

ኣብቲ ርሕቐት መቅደስ ኣለምእሸት 4ይቲ፣ ኮኮቤ ኣበራ 5ይቲን ኣልማዝ ዮሃንስ 8ይቲ ብምውፃእ ውድድረን ምዝዛመን ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.