Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ተረኺቡ – ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ (ፀሊም ዕዳጋ) ዝሽየጥ ወርቂ ንምትራፍ ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ።

ተጠባባቒ ዳይሬክተር መረጋገፂ ብቕዓት ስራሕቲ ዕድጊት ኣይተ ጫላ ዲዳ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ፍርያት ወወርቂ መንግስቲ ብዝገበሮ ናይ ምምሕያሽ ስራሕ ካብ ቡን ቀፂሉ ልዑል ኣታዊ ከርክብ ክኢሉ ኢዩ።

በሄራዊ ባንኪን ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ብዘሐሸ ኩነታት ብሓባር ብምስረሖም ኣብዚ ዓመት ዝሐሸ ኣታዊ ምርካቡ እውን ተዛሪቦም።

ስለዝኾነ ድማ 404 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ክርከብ ክኢሉ ኢዩ።

ብሲሳይ ጌትነት

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.