Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም።

እቲ ኮሚሽን ካብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ስልጠና ይህብ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)፥ ዝተረኸቡ ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ብዝሰኸነ መገዲ ክላዘቡ ከምዝግባእ እውን ተዛሪቦም።

ነዞም ህዝብታት ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልዮም ሰላም ኢዩ ብምባል፥ ካብ ኣተሓሳስባ ጎንፂ ንምውፃእ ግድን ዘተ የድሊ ኢሎም።

ብኣለማየሁ መቃሳ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.