Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 10 ሺሕ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከምዝኣተወ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 10 ሺሕ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከምዝኣተወ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።

እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብ163 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ክልተ ግዜ ከምዝተጎዓዓዘ ኢዩ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንመሻርቲ ትካላት አመስጊኑ።

ካብ 2021 ዓ.ም ፈረንጂ ጀሚሩ ሰብኣዊ ሓገዝ ብምፅዓን ናብቲ ክልል ካብ ዝኣተዋ ተሽከርከርቲ እተን ልዕሊ 100 ዝኾና ከምዝተመለሳ ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.