Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 2 ሺሕን 50 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝተጣየሻ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 2 ሺሕን 50 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝተጣየሻ በዓል መዚ ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ገሊፁ።

እቲ በዓል መዚ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሐዚ ብሓፈሻ 4 ሺሕ ትካላት ተመዝጊበን ኣብ ስራሕ ይርከባ ኢሉ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ጅማ ዲልቦ፥ እቲ ትካል ብሓዱሽ ኣዋጅ ስራሕ ካብ ዝጅምር ንነዘ መሰል መውዳበን ተረባሕነተን ዜጋታት ንምርግጋፅ ዓሊሙ ሰፊሕ ስራሕ ሰሪሑ ኢዩ ኢሎም።

ብለይኩን ዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.