Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 135 ሓደሽቲ ከተማታትን ጣቢያታትን ገጠርን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 135 ሓደሽቲ ከተማታትን ጣቢያታትን ገጠርን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ተበፅሕነት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንምርግጋፅ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 142 ሺሕን 11 ሓደሽቲ ዓማዊል ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ንኽረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡

ሽፋን ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንምዕባይን ንምብፃሕን ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ 135 ሓደሽቲ ከተማታትን ጣቢያታት ገጠርን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንኽኾና ተገይሩ ኢዩ ኢሉ፡፡

እቲ ኣገልግሎት፥ ኣብዚ መንፈቕ ዓመት 9 ነጥቢ 21 ቢሊየን ምርካቡን ኣፈፃፅምኡ ድማ 82 ሚኢታዊ ከምዝኾነን ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.