Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ።

እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 19 ነጥቢ 77 ሚኢታዊ ወይ እውን ብር 39 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሓለፋ ከምዘለዎ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣፍሊጦም፡፡

ካብ ታክስ ውሽቲ ሃገር፣ ካብ ቀረፅ ንግዲ ወፃኢን ካብ ታክሲ መሸጣ ሎተሪን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ካብ ታክስ ውሽቲ ሃገር ብር 145 ነጥቢ 5 ቢሊየን፣ ካብ ቀረፅ ንግዲ ወፃኢ ብር 92 ነጥቢ 6 ቢሊየን ከምኡ እውን ካብ ታክሲ መሸጣ ሎተሪ ልዕሊ ብር 193 ነጥቢ 27 ሚሊየን ከምዝተኣከበ ኣብሪሆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.