Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ  ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ ወረዳ ሕንጣሎ፣ ጣብያ ዋዛ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ።

እቲ ወፍሪ ጠሊ ምዕቃብ ካብ 01 ክሳብ 10 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።

ጎኒ ንጎኒ እቲ ወፍሪ፥ ኣብ ኣድላይነትን ረብሓን ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ጠመተ ዝገበረ  ሰብ ሰፊሕ ጎስጓስ ማሕበረሰ ተጀሚሩ ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.