Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ 45 ሰባት ህይወት ካብ ዝበልዐ ሓደጋ ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ብህይወት ተሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ 45 ሰባት ህይወት ካብ ዝበልዐ ሓደጋ ትራፊክ ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ብህይወት ተሪፉ።

ካብ ቦትስዋና ከተማ ጋቦሮኔ ናብ ከተማ ሞሪያ  እትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ ምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ምግጣሙ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እታ ኣውቶቡስ 50 ሜትሮ ብራኸ ካብ ዘለዎ ድልድል ከምዝተገልበጠት ተሓቢሩ።

በቲ ሓደጋ 45 ሰባት ህይወቶም ዝሰኣኑ እንትኾኑ፥ ካብ መንጎ እቶም ግዳያት ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ከቢድ መጉዳእቲ ኣጋጢሙዋ ብህይወት ከምዝተረፈት ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.