Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢሚሬትስን ንእዋናዊ ሃገራዊ ፃውዒት ልዕሊ 303 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢሚሬትስን  መንግስቲ ንዘቕረቦ እዋናዊ ሃገራዊ ፃውዒት ዝውዕል ልዕሊ 303 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ።

መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ሚሲዮናት ፌዴሪኢ ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ኣጠናኺሮም ይቕፅልሉ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ቅድመ ሐዚ እውን ኣብ ኣቡዳቢ ብምትሕብባር ኤምባሲ ፌዴሪኢ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ልዕሊ 560 ሺሕ ዶላር ገንዘብ ከምዝተኣከበ ካብ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.