Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።

ኣብ ዝተኻየዱ መኽፈቲ ውድድራት፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት 9 ወርቂ፣ ሓደ ብሪን ሓደ ነሓስን ሜዳሊያታት ኣኪቦም፡፡

ብሓፈሻ 11 ሜዳሊያታት ብምእካብ ውድድሮም ምጅማሮም ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.