Fana: At a Speed of Life!

 “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት”

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ምስ ዩንቨርስቲ ወላይታ ብምትሕብባር  “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ከኣካላት ብምዃን ሃገራዊ ጉባኤ የካይድ ኣሎ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢኒስቲትዩት ኣይተ ኣብዲሳ ይልማ፥ ትካሎም ምስ ዩንቨርስቲታት ብስፔስ ሳይንስ ንትሕብባር ስራሕ ከምዝደሊ ተዛሪቦም።

ኣብ ምህዞ ቴክኖሎጂታት ዘተኮረ እቲ ጉባኤ ምስ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት፣ ካብ ኣካላት መንግስቲ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ።

ምክትል ፕሬዚዳንት ወላይታ ሶዶ ዩኒቨርስቲ ዶክተር ሙላቱ ዴኣ፥  ህንፀት ባህልን ሳይንስን ቀንዲ ሸቶ ብምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ብመለሰ ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.