Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዝሰርሑ ዜጋታት ኣገልግሎት ጥዕና ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዝሰርሑ ዜጋታት ኣገልግሎት ጥዕና ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ።

እቲ ሰነድ፥ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ሚኒስትር ጥዕና፣ ቢሮ ጥዕና ክልላትን መዳርግቲ ኣካላትን ኢዩ ተኸቲሙ።

ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝሰርሑ ዜጋታት ኣገልግሎት ጥዕና ንክረኽቡ ዘኽእል እንትኸውን፥ ፓርክታት ኢንዱስትሪ እውን ብዝተመጣጠነ ዋጋ ንሰራሕተኛታት ኣገልግሎት ጥዕና ንምቕራብ ንክኽእሉ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ ናይቶም ሰነዳት ምፍርራም መንግስቲ ንኣገልግሎት ትልሚ ቤተሰብ ዘለዎ ቁርፀኝነት ዘርኣየሉ ከምዝኾነ ገሊፆም።

በዓል ዋና እቲ ስራሕ ብቐንዱ ክልላት ብምዃነን ጠመተ ሂበን ብምውዳድ ምስራሕ ከምዘለወን ምትሕስሳቦም ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.