Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ።

እቲ ኣትሌት፥ 12:58.96 ብምእታው ነቲ ርቐት ብቐዳምነት ከምዝዛዘመ ተገሊፁ።

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ብመሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ  ብዙሓት ዓወታት ብምምዝጋብ ዝፍለጥ ኣትሌት ኢዩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.