Fana: At a Speed of Life!

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ንኻልኣይ ግዘ ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ንኻልኣይ ግዘ ተመሪፆም።

ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ብምዃን ንዘሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ዳግም ብምምራፆም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብትዊተር ገፆም ኣቢሎም ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.