Fana: At a Speed of Life!

ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ጊዝያዊ ማእኸል ሕሙማት ቫይረስኮሮና ንክኸውን ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ጊዝያዊ ማእኸል ሕሙማት ቫይረስኮሮና   ንክኸውን ከምዝተዳለወ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን።

300 ቀሊል ምልክት ዘርኣዩን ምንም ዓይነት ምልክት ዘይብሎም ይኹን እምበር ኣብ መንበሪኦም ንምፅናሕ ምዕሩይ ኩነታት ዘይብሎምን ተሓከምቲ ንምቕባል ድሉው ከምዝኾነ እውን እተን ሚኒስቴር ኣብ ፌስ ቡክ ገፀን ሓቢረን።

ጉጅለ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ እቲ ማእኸል ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንክዳሎ ንዝገበርዎ ኣስተዋፅኦ አመስጊነን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.