Fana: At a Speed of Life!

ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ።

ስርዓት ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኩለ መዳይ፣ ተመሳሳሊን ኣተኣማማኒን ነበርቲ እዛ ሃገር ዝምዝገብሉ ስርዓት ብምዝርጋሕን ሓበሬታ ተመዝገብቲ ብምሓዝ ሰርዓት ኣጠቓቕማ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ሕጋዊ መሰረት ንክህህልዎ ዝገብር ረብሓ ከምዘለዎ  ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣዋጅ ቁፅሪ 1284/2015 በዝብል ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.