Fana: At a Speed of Life!

ኣየርላንድ ንኢትዮጵያ ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ።

እቲ ደገፍ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሎ መተሓባበሪ ቢሮ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ኦቻ) ኣቢሉ ከምዝወሃብ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ ብሬናን፥ እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ፀገማት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ኢዩ ኢሎም።

ካብ 2023 ክሳብ 2025 ዓ.ም.ፈ ተግባራዊ ከምዝግበር ኣብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.