Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝመርሕዎ ሉኡኽ ኣብ ከተማ ገላንን ዱከምን ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝመርሕዎ ሉኡኽ ኣብ ከተማ ገላንን ዱከምን ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም።

እቲ ልኡኽ፥ ኣብተን ከተማታት ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ፣ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ሓረስቶትን ሜልባ ትካል ሕትመትን ከምዝጎብነየ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.