Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሚክሃሊ ቦግዳኖቭ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኮሚሸን ሚኒስቴራት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተስማዕመዐሎም ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ንልዕሊ 125 ዓመታት ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮጵያን ሩሲያን እናተጠናኸረ ከምዝመፅአ ኣብቲ ዘተ ተዘራሪቦም።

ኣይተ ኣገኘሁ ምስ ምክትል ሚኒስቴር ኢነርጂ ፌዴሬሽን ሩሲያ፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሩሲያን ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ዩናይትድ ሩሲያን ምዝታዮም ካብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.