Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም።

እቶም ሓለፍቲ ኣብ ዙሪያ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድሂቦም ኣብ ኒውዮርክ ተረኺቦም ኢዮም ዘቲዮም።

ኣብ ኩሎም ከባቢታት ሰብኣዊ ኣገልግሎት ዝደልዩ ወገናት ተበፃሒ ንምግባር ከይዲ ኣወሃህባ ርዳእታ ዝረኣዩ ክፍተታት ብቕልጡፍ ምፍታሕ ከምዝግባእ ኣይተ ደመቀ ኣመልኪቶም።

ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ስዒቡ፥ ኣብ ጎረባብቲ ከባቢታት ዝነብሩ ወገናት ናብ ፀም ናይ ምቅላዕ ዕድሎም እናወሰኸ ብምምፅኡ ኩለመዳይ ሰብኣዊ ኣገልግሎት ተበፃሒ ምግባር ከምዘድሊ እውን ኣብሪሆም።

ፍልፍል፦ ቤት ፅሕፈት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.