Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚጉዌል ቤርሙዴዝ ዘቲዮም።

ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ ሃቫና ይሳለጥ ኣሎ።

ኣይተ ደመቀ ጉኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚጉዌል ቤርሙዴዝ ምዝታዮም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ንምጥንኻርን ብብርኪ ላዕለዎት ሰብ መዚ ዑደታት ንምግባርን ተስማዕሚዖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.