Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሓ ኣብ ዓለምለኸ ዉድድር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሓ ኣብ ዓለምለኸ ዉድድር ተዓዊቱ ፡፡

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሕ ዝተግበረቶ ሰናይ ተግባር ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስ ኣይረስ ከተማ ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ዉድድር  ሲ 40 ፎረም ከንቲባታት ተዓዋቲት ኮይና፡፡

እቲ ሽልማት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ቻርጀንቲና ቦነስ ኣይረስ ብኣካል ብምርካብ ተቐቢለን እየን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.