Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ  ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ ኣዲስ ኣበባ ዝምጥን፣ ዘይሕጋዊነት ብብቕዓት ንክክላኸል ዘኽእሎ ዝተፈላለዩ ሪፎርምታትን ስራሕቲ ለውጢን ክፍፅም ፀኒሑ ኢዩ ኢለን።

ሎሚ እውን ኣካል እቲ ሪፎርም ዝኾነ ሓዱሽ ደንቢ ክዳን ናይ ምፍላጥ ስራሕ ከምዝተኻየዱ ገሊፀን።

ስለዝኾነ ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.