Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ኤሌክትሮኒክስ መንግስቲ ብቴሌ ብር ንምኽፋል ዘኽእል ስርዓት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍሊት ዘድልዮም ኣገልግሎት ኤሌክትሮኒክስ መንግስቲ ብቴሌ ብር ንምኽፋል ዘኽእል ስርዓት ተጀሚሩ።

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኦዲት ቦርድ ኣተሓሕዛ ሒሳብን ብኦንላይን ዝህቡ ኣገልግሎታት መንግስቲ ስርዓት ክፍሊቶም ምስ ቴሌ ብር ብምትእስሳር ናይ ምጅማር ስምምዕነት ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት እንተይተቖራረፀ ኣገልግሎት ንኽህብ ብምውዳድ ንምስራሕ ዘኽእል ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

ፀላእትኻ ንምስዓር ብኹሉ ዓውዲ ኣብ ብቕዓት ምርካብ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.