Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባአኤ ክልል ደቡብ ወይዘሮ ሄለን ደበበ ኣብ ጣቢያ መረፃ ኡፋ ተረኺበን መሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈ ጉባአኤ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ወይዘሮ ሄለን ደበበ ኣብ ጣቢያ መረፃ ኡፋ ተረኺበን መሪፀን።

እተን ኣፈ ጉባኤ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ዝወሃብ ህዝበ ውሳነ ኢየን ድምፂ ሂበን ዘለዋ።

ህዝበ ውሳነ ንስግግር ዴሞከልራሲ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ እተን ኣፈ ጉባኤ ገሊፀን።

ግዜኢን ትደሬቴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.