Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፍ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ፥ “ዲፕሎማሲ ፓርላማ፣ ሰላምን ምርድዳእን ድልድል ምህናፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ክሳብ 27 መጋቢት 2024 ዓ.ም.ፈ ከምዝፀንሕ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.