Fana: At a Speed of Life!

ኤምባሲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ህንፃ ኤምባሲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ህንዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ህንፃ ኤምባሲ ኣመሪቑ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማኒያም ጃይሻንከር ነቲ ህንፃ መሪቖም ስራሕ ኣጀሚረምዎ።

ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፃውዒት ዝተገበረሎም ዲፕሎማትን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.