Fana: At a Speed of Life!

ከተማ ነበለት ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዋ ዝነበረ ከተማ ነበለት ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸበት ኣገለግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ፅገና ብምኽኒያት ኲናት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት ምዝዛሙ ስዒቡ እቲ ኣገለግሎት ከምዝረኸበት ተገሊፁ።

ኣብ ቀፃሊ ድማ ካልኦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁሎም ዝነበሩ ከባቢታት ዳግን ንምጅማር ይስራሕ ከምዘሎ ካብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.