Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውሕመ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ፕሪቲ ሲንሃ ን ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ኤሳ ብሁመይድን  ተዛቲየን

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተዳለወ ጉባኤ መንግስታት ዓለምን መሻርኽቲ መንግስታት ተሳትፎ ደቂ ኣንስቲዮን ተሳቲፈን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ፕሪቲ ሲንሃ ን ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ኤሳ ብሁመይድን  ተዛቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ስራሕቲ ምትሕብባር ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል መገዲ ተዛቲየን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.