Fana: At a Speed of Life!

ካብ ሓደ ፋብሪካ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ንብረት ብጉጅለ ዝዘረፉ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቡራዩ ከተማ ካብ ”ደለሳ ፒ ኤል ሲ የምንጣፍና ፕላስቲክ  ፋብሪካ” 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ንብረት ብጉጅለ ዝዘረፉ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒለም።

እቶም ውልቀ ሰባት ገፈርሳ ቀበሌ ኖኖ ፍሉይ ቦታ ታጠቅ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብግምት  3 ሰዓትን ፈረቓን ናይ ምሸት ዘረፋ ከምዝፈፀሙ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ቡራዮ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ምርመራ ገበን እቲ ወረዳ ሳጅን ሙሉነህ ቀንኣ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ÷ እቲ ዘረፋ  ዝተፈጸመ ምስ ሓለዋ እቲ ዕለት ብብሽጣርን ድሕሪ እቲ ዘረፋ ከምዝዕድጎም ምስዝተስማዕመዐም ውልቀ ሰብን ብሓባር ብምትላም ኢዩ ኢሎም።

ብሃብታሙ ተክለስላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.