Fana: At a Speed of Life!

ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ክንገብር ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ክንገብር ኢና” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ “ሎሚ ንጉሆ ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናሰርሐ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ተዘዋዊርና ተዓዚብና” ኢለን።

እታ ከተማ ንፅሕቲ፣ ውቅብቲን ሓምለወይቲን ንምግባር ዝተጀመረ ኣካል ልምዓት ኮሪደር ዝኾነ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓት መፃወቲ ህፃናት፣ መዘናግዒ ከምኡ እውም ንነበርቲ እቲ ከባቢ ግልጋሎት ዝህቡ ስራሕቲ ከምዘካተተ እውን ፀሪሐን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.