Fana: At a Speed of Life!

ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዝዋፈሩ ልዕሊ 500 መናእሰይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዝዋፈሩ ልዕሊ 500 መናእሰይ “ዘማቲ መንእሰይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኣካይዶም።

እቶም መናእሰይ ሃገር ናይ ምፍራስ ዕላማ ተሓንጊጡ ዝተልዓለ ሓይሊ ጥፍኣት ብዘለዎም ክእለት ብምስታፍ ህላወ ኢትዮጵያ ንምሕላው ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ብምዃኑ እቶም መናእሰይ ብሓፂር እዋን ፃውዒት ዝተኣኻኸቡ ኢዮም ተባሂሉ።

ልዕሊ 500 ዝኾኑ መናእሰይ ኣብ ዝዘተዩሉ መድረኽ፥ ዝተፈላለዩ ፍሉጣት ሰባት ተረኺቦም ንሃገር መስዋእትነት ምኽፋል ዘለዎ ዋጋ ኣመልኪቶም መነቓቕሒ መደረ ገይሮም።

ብቆንጂት ዘውዴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.