Fana: At a Speed of Life!

ካብ ክልል ሃረሪ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ሃረሪ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ።

ኢትዮጵያ ንዝገበረትልኩም ፃውዒት ዝሃብክምዋ ህፁፅ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ  ኣብዱጀባር መሀመድ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምፍናው ተዛሪቦም።

ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀትጣን እቲ ክልል ኣይተ ናስር ዩያ ብግደኦም፥ ተቓሊስካ ንሃገርን ህዝብን ህይወት ምሃብ ዝኣክል ክብሪ የለን ምባሎም ካብ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.