Fana: At a Speed of Life!

ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ።

እቶም ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ናብ ሰራዊት ንምሕዋስ ፍቓደኛታት ዝኾን እንትኾኑ፥ ብዓበይቲ ዓዲ ምርቓትን ፀሎትን ኢዮም ተፋኒዮም።

ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል አብድልአዚም መሃመድ፥ ኣብ ሰለስተ ማእኸላት ብዙሓት መናእሰይ ናብ ሰራዊት ንምሕዋስ ፍቓደኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም ክብል ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.